top of page
ATHENA
Meditate Think know Discern
ኣተና
ኣስተንትኖ ሓሳብ ፍልጠት ልቦና
ኣስተንትኖ ሓሳብ ፍልጠት ልቦና
ዕላማ ኣተና፡ ድልድል ዓለምና ንዘበናት ዝኸዘነቶ ፍልጠትን ዘበናዊ ማዕከን መራኸቢታትን ምዃን እዩ። ብመንገዲ መጻሕፍቲ ከምኡ'ውን ዲጂታላዊ ጽሑፋትን ተንቀሳቀስቲ ስእልታትን፡ ታሪኽ፡ ፍልስፍና፡ ፍልጠትን ልቦናን ንንኡስ ወለዶ ብዝምጥን ኣገባብ ንድህስስ።
እዚ መርመብ ሓበሬታ ኣብ ክልተ ዓበይቲ ክፍልታት ዝተመቕለ እዩ። ኣተና ሜድያ ኣብ ፍልጠት፡ ዕቤት፡ ታሪኽን፡ ፍልስፍናን ዘተኮሩ ሰነዳዊ ተንቀሳቃሲ ስእልታት ቅርብ ክኸውን እንከሎ፡ መጻሕፍቲ ኣተና ድማ ኣብ ትርጉማዊ ስራሓት፡ ብቀንዱ ድማ ኣብ ክላሲካዊ ስነ-ጽሑፍ ምትርጓምን መበቆላዊ ልቦና ሓዘል ጽሑፋት ምሕታምን የተኵር።
The Monthly Archive
bottom of page